የሱስ ኣብ መስቀል ሞይትካ ስለይተንሲእካ ካብ ሞት ንምድሓን ነፍሰይይቕረ በል ንኹሉ ሓጢኣተይናይ ልበይ ዓርክን ጎይታን ህይወተይን ኩንህይወተይ ለዊጥካ ሓድሰለይንዓኻ ክነብር ርድኣኒ ጎይታይ ናይ ድሕነት ግጥሚ